Presentation laddar. Vänta.

Presentation laddar. Vänta.

ኣገልግሎት ክፍሊት ኢ-ለጊቲማኹን ሰነ 2013.

Liknande presentationer


En presentation över ämnet: "ኣገልግሎት ክፍሊት ኢ-ለጊቲማኹን ሰነ 2013."— Presentationens avskrift:

1 ኣገልግሎት ክፍሊት ኢ-ለጊቲማኹን ሰነ 2013

2 ናብ ናይ ባንኪ ሕሳብካ ብኢንተርነት ምእታው

3 ኢንተርነት ብምእታው ናብ ገጽ መርበብ ሓበሬታ ስዊድባንክ እቶ, http://www.swedbank.se
ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ የማናይ ሸነኽ ዘሎ Logga in ጠውቕ መንነትካ ንምርግጋጽ ወይ ንምዕቓብ ድማ ሳከርሀትስዶሳ ተጠቐም.

4 ኣብቲ መጀመሪያ መስመር መለለዪ ቁጽርኻ ጸሓፍ
, ብድሕሪዚ ሳከርሀትስዶሳ (Säkerhetsdosa) መሪጽካ ፎርሸት በላ

5 ናይ ውሕስነት ዶሳኻ ኣብቲ ኣራንሾኒ ሕብሪ ዘለዎ ክፋላ ብምጥዋቕ ክፈታ , ብድሕሪዚ እተን ኣርባዕተ ኮድካ ምስጸሓፍካ 1 ጠውቕ፡ ሓደ ምስጠወቕካ ኣብ ናይ ውሕስነት ዶሳኻ 8-ቁጽርታት ኮድ ክትህበካ ኢያ. እቲ ኣብ ውሕስነት ዶሳ ተዋሂቡካ ዘሎ 8-ቁጽርታት ዝሓዘ ኮድ ምብጽሓፍ ቀጽል, ንምቅጻል ድማ ኣብቲ ፎርሸት ዝብል ጠውቕ ንሓደ ግዜ ጥራሕ ዘገልግል ኮድ ካብ ዶሳ ጸሓፍ

6 ፕርሾንሊግ ኮድ(ውልቃዊ ኮድ) ከተውጽእ እንተደኣ ደሊኻ ብሳከርሀትስዶሳኻ ጌርካ እቶ እሞ ኣብ ቲልቫል( Tillval) ዝብል ፋይል ጠውቕ, ብምቕጻል ድማ ፐርሶንሊግ ኮድ ከተመልክት ትኽእል፡ ፐርሶንሊጋ ኮድ ናብ ናይ ኢንተርነት ባንክኻን ናብ ናይ ባንኪ ኣፓርን ክትጥቐመሉ እኽእል. እቲ እተውጽኦ ኮድ ብሽዱሽተ ምልክታት ዝሓዘ ኮይኑ ብውሑድ ኣርባዕተ ቁጽርን ክልተ ፊደልን ዝሓዘ ክኸውን ይግባእ፡ ፐርሾንሊግ ኮድ ብዘይ ሳከርሀትስዶሳ ናብ ናይ ባንክኻ ሕሳብ ንምእታው እትጥቐመሉ ምርጫ ኢዩ፡ ሕሳብካ ንምርኣይ ፣ ኣብ ናይ ውልቕኻ ሕሳባት ምስግጋር ገንዘብ ፣ ከምኡ ውን ብእትፍርመሉ ወረቐት ወይ ውዕል ክትከፍል የኽእለካ፡ ንሳከርሀትስዶሳኻን ናይ ባንኪ ካርድኻን ንምዕቓብ ወይ ኣብ ውሑስ ቦታ ንኽኾነልካ ይሕግዝ፡

7 ምኽፋል ቅብሊት ወይ ፋክቶር ብኢንተርነት ካብ ባንክ ሕሳብካ.
ኣብቲ Betala/Överföra ዝብል ንኡስ ኣርእስቲ ብምኻድ ካብቶም ብዙሓት ምርጫታት ን Bg/Pg-betalningar ምእሪጽካ ጠውቕ፡

8 ካበይናይ ባንኪ ሕሳብ ክትከፍል ከምዝደለኻ ምረጽ
ንመን ወይ ናብ መን ከም እትኸፍል ካብቶም ኣብኡ ዘለዉ ምረጽ፡ ንመጀመርያኻ እትኸፍሎ ወይ ክትከፍሎ እንተደኣ ኾንካ ኣብቲሕቲኡ ዘሎ መስመር ብኣራንሾኒ ዝተጻሕፈ Lägg till ny mottagare ዝብል ጽሑፍ ጠውቕ

9 ኣብቲ ዝመጽእ ቅብሊት ብምልኡ ንምኽፋሉ ዘድሊ ሓበሬታ ኣሎ፡ ናይ ኣከፋፍላ ኣገባብ (bankgiro, plusgiro), ቑጽሪ ሕሳብ ናይ ተቐባሊ ገንዘብ, ብዝሒ ዝኽፈል ገንዘብ, ከምኡ ውን ናይ መወዳእታ ዝኽፈለሉ ዕለት፡ Betalningsrutin Bankgiro , plusgiro Belopp Mottagarnummer OCR

10 ዕለት እንተደኣ ጌርካሉ በቲ ዝጸሓፍካዮ ዕለት መሰረት ይኽፈል.
ቁጽሪ ሕሳብ ናይ’ቲ ተቐባሊ ጸሓፍ, መብዛሕቲኡ ግዜ ኣብ ታሕቲ ኮይኑ ኣብ የማናይ ሸነኽ ናይቲ ቅብሊት ይርከብ፡ ኣብቲ ሀምታ ሞታጋረናምን (Hämta mottagarnamn) ዝብል ምስ ጠወቕካ , እዚ ዝስዕብ ይመጽእ ናይ መኽፈሊ ሓበሬታ፣ብዝሒ ገንዘብ፣ዝወድቐሉ ዕለት OCR eller Meddelande (ኦሲኣር, ወይ መልእኽቲ) ድሕሪ ምእታው ሌግ ቲል(Lägg till)ኣብዝብል ጽሑፍ ጠውቕ ኣብቲ ፎርፋሎዳቱም( förfallodatum) ዝኾነ ነገር ወይ ዕለት እንተ ዘይ ኣእቲኻ ኣብ ዝሕለፍካዮ ወይ ብቐጥታ ይኽፈል ኦሲኣር( OCR) መብዛሕቲኡ ግዜ ኣብ ጸጋማይ ሸነኽ ናይቲ ቅብሊት ኣብ ታሕቲ ክትረኽቦ ትኽእል. ባዶ ወይ ከጸሓፍካ ክትገድፎ ትኽእል ኢኻ ዝኾነ መዘኻኸሪ ወይ ሓበሬታ እንተዘይደሊኻ፡ ክትከፍል ከለኻ ዕለት እንተ ዘይጌርካሉ ብቐጥታ ሽዕኡ ወይ ንጽባሒቱ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽፈል፡ እዚ ከኣ ቅድሚ ሰዓት 10:00 እንተደኣ ኣመሓላሊፍካዮ ኢዩ. ዕለት እንተደኣ ጌርካሉ በቲ ዝጸሓፍካዮ ዕለት መሰረት ይኽፈል.

11 ዕለት፣ ተቐባሊ ገንዘብ ከምኡ ውን ብዝሒ ዝኽፈል ገንዘብ ንምርግጋጽ Till godkänna ዝብል ጽሑፍ ጠውቕ.

12 ከምዚ ዝስዕብ ምስ መጻካ፡ ሳከርሀትስ ዶሳ ኣብቲ ኣራንሾኒ መጽቀጢ ምብጥዋቕ ክክፈታ ወይ ወልዓያ፣ ብድሕርዚ እተን ኣርባዕተ ቁጽሪ ኮድካ ኣእትወን፡ ምብቅጻል ቁጽሪ 2 ጠውቕ፡ እቶም ኣብ መስመር ቁጽሪ 1 ዘለዉ ቁጽሪ ናብቲ ዶሳ ኣእትዎም. ብድሕሪዚ ኣብታ ሳከርሀትስ ዶሳኻ ዝረኣየካ ወይ ዘሎ ቁጽሪ ኣእትዎም, ንኣብነት ኣብ ዶሳ 8-ቁጽራታት ክወሃቡኻ ኢዮም ነዞም 8-ዝተዋህቡኻ ኣሃዛት ኣብ መስመር ቁጽሪ 2 ኣስፍሮም ወይ ኣእትዎም፡ ብምቕጻል ኣብቲ Godkänn ዝብል ጽሑፍ ጠውቕ፡ ኣብ ሳከርሀትስዶሳ ዝረኣዩ ኣሃዛት ኣእትዎም ወይ ጸሓፎም፡ እዞም ኣብ ሳከርሀትስዶሳ ዝረኣዩ 8-ኣሃዛት ኣብቲ ባዶ ቦታ ከተእትዎም ይግባእ፡

13 ኣብ መወዳእታ ዝመጻካ ሰንጠረጅ. ዝኸፈልካዮ ቕብሊት ብጽሑፍ ንምውጻእ ኣብቲ Skriv ut ዝብል ጽሑፍ ጠውቕ
ምስ ወዳእካ ድማ ካብቲ ኣቲኻዮ ዘለኻ ናይ ባንኪ ሕሳብካ ብኢንተርነት Logga ut ብምጥዋቕ ክትወጽእ ይግባእ፡

14 ንምትሕሓዝ ቪሳ( Visa)/ማስተርካርድ( MasterCard)/ኮድ( lösenord)
ዝመረጽካዮ መፈለምታ ሰላምታ ወይ መኽፈቲ ካብ 10 ክሳብ 30 ምልክታት ዝሓዘ ክኸውን ይግባእ፡ እትመርጾ ኮድ ወይ መፍትሕ ብ 8 ክሳብ 15 ምልክታት ዝቖመ ኮይኑ, እንተወሓደ 2 ኣሃዝ ከምኡ ውን 2 ፊደል ክህልዎ ኣለዎ፡

15 ኢ-ለገቲማኹን(e-legitimation)
ኢ-ለገቲማኹን(e-legitimation)

16 እቶም ዝተዋህቡኻ 8-ኣሃዛዊ ኮድ ናብ ሳከርሀትስዶሳ ኣእትዎም፡ ብድሕሪኡ ካልእ 8-ኣሃዛት ኮድ ክትህበካ ኢያ እታ ዶሳኻ.

17

18

19


Ladda ner ppt "ኣገልግሎት ክፍሊት ኢ-ለጊቲማኹን ሰነ 2013."

Liknande presentationer


Google-annonser